Aklilu kahsay

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን፦
ብጣዕሚ እንፈትዎ ሓውናን መሳርሕትናን ኣኽሊሉ ካሕሳይ (ካብ ከፍሊ ትምህርቲ ሶስዮሎጂ) ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ብሃንደበት ዓሪፉ ስለዘሎ ቀብሪ ፅባሕ ንጉሆ ሰዓት 1:00 አብ እንዳ ጊዮርጊስ ክፍፀም ምዃኑ ንሕብር። ፅንዓት ንመላእ ስድራቤትን ፈተውቱን።